Shida @ShidaMedia
Shida Media promotes humanity, raises awareness among people, and enables the people of global south to better understand the hegemonic global north system shidamedia.com Gothenburg, Sweden Joined January 2021-
Tweets4K
-
Followers3K
-
Following479
-
Likes7K
“ሓደ ካብ’ቲ ዝተዓወትናሉ ዓበይቲ ወፍሪታት፡ መደብ ምጥፋእ መሃይምነት እዩ” ሚ/ር ትምህርቲ ዶ/ር ሓሊማ መሓመድ ክቡራት ኣንበብቲ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፡ ኣብ ናይ ረቡዕ ሕታምና፡ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ገስጋስ ትምህርቲ ሃገርና ከመይ ከም ዘሎ ብዝምልከት ምስ ሚ/ር ትምህርቲ ዶ/ር ሓሊማ መሓመድ ቃለ-መሕተት ኣካይድና ምንባርና ይዝከር። ንሎሚ ድማ 2ይ ክፋል ይስዕብ፡ ሰናይ ንባብ። - እቲ ራብዓይ ክፍሊኸ እንታይ እዩ፧ እቲ ራብዓይ ክፍሊ ድማ፡ ትምህርቲ ንዓበይትን ሜድያን እዩ። እዚ ክፍሊ ብዙሕ ንጥፈታት እዩ ዘካይድ። ብዓቢኡ መስርሕ ምጥፋእ መሃይምነት እዩ። ምጥፋእ መሃይምነት ኣብ ውሽጢ እዚ 35 ዓመታት፡ ብዙሕ እዩ ተሰሪሑሉ። ዳርጋ ተዓዊትናሉ ኢና ክንብል ከኣ ንኽእል። ምናልባት ኣብ’ቲ ናይ መጀመርታ ዓመታት ናጽነት ብዙሕ መሃይምነት ዘየጥፍአ ህዝቢ ስለ ዝነበረና፡ እቲ መሃይምነት ምጥፋእ ትምህርቲ ንዓበይቲ ዝብል፡ ኣዝዩ ሰፊሕ ስራሕ ዓሚሙ እዩ። ድሕሪ ዓመታት እቲ ሰብ ዕድል እናረኸበ ስለ ዝመጽአ፡ እቲ ምጥፋእ ናይ መሃይምነት ዝበሃል ወይ ትምህርቲ ንዓበይቲ ዝበሃል፡ እናጐደለ መጺኡ። ዋላ’ኳ ጽጹይ መጽናዕቲ ክንገብር ኣብ መደብ እንተ ሃለና፡ ዳርጋ 89 ሚእታዊት መሃይምነት ኣጥፊኡ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል። እዚ በዚ ብሚ/ሪ ትምህርቲ ጥራይ እነካይዶ ንጥፈታት ጥራይ ዘይኰነ፡ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት’ውን ይወሃብ እዩ። ኩሉ ትምህርቲ ኣቋሪጹ ዝኸደ ሰብ፡ ኣብ ውሽጢ እቲ ሰራዊት ናይ ትምህርቲ ዕድል ይረክብ እዩ። መብዛሕተአን እተን ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ’ቲ ናይ ሚ/ሪ ትምህርቲ መደብ፡ ዕድል ናይ ምጥፋእ መሃይምነት ክረኽባ እንከለዋ፡ እቶም ዕድል ናይ ትምህርቲ ዘይረኸቡ ደቂ-ተባዕትዮ ከኣ፡ ኣብ’ቲ ሰራዊት ከይዶም ትምህርቲ ይመሃሩ። እቲ ናይ ምምሃር መስርሕ ብሃ.ማ.መ.ተ.ኤን ሃ.ማ.ደ.ኤን ኰታ ብኹሉ ስለ ዝካየድ፡ ኣብ ትምህርቲ ጽቡቕ ገስጋስ ኣርኢና ኢና። ትምህርቲ ንዓበይቲ ናይ መሃይምነት ምጥፋእ ጥራይ ኣይኰነን ዘካይድ። እቶም ብስሩዕ ትምህርቲ ዝመሃሩ፡ ሓደ ቈልዓ ወዲ ሽዱሽተ ዓመት እንተ ደኣ ኰይኑ፡ 1ይ ክፍሊ ክኣቱ ኣለዎ። ወዲ ኣርባዕተ ዓመት እንተ ዀይኑ ከኣ፡ መዋእለ ህጻናት ክጅምር ኣለዎ። እዚ ዕድል’ዚ ከይረኸቡ ደቂ ትሽዓተ፡ ዓሰርተ፡ ዓሰርተ ኣርባዕተ ዓመት ዝዀኑ ኣብ ውሽጢ’ቲ ሕብረተ-ሰብ ኣለዉና። ምኽንያቱ ገና ብሰበኽ ሳግም ዝነብር ህዝቢ ስለ ዘለና። ምስ ራሕቂ ቦታ ዕድላት ናይ ትምህርቲ ዘይረክብ ኣሎ። ስለ’ዚ ነዚ ኣማራጺ ክኸውን ተባሂሉ፡ እዚ ኢኢሲ (ኢለመንታሪ ኮምፕሊመንታሪ ኢዱከሽን) እንብሎ፡ ኣብ ክንዲ 1ይ፡ 2ይ፡ 3ይ፡ 4ይ፡ 5ይ ትኽ ኢሉ ዝመሃር፡ ዕድመኡ ዓብዩ ስለ ዘሎ፡ ኣብ ሰለስተ ዓመት ናይ መባእታ ከም ዝውድእ ትገብሮ። በዚ ክፍሊ’ዚ ድማ፡ ምክትታል ይግበረሉ። ነቲ ናይ ሓሙሽተ ዓመት ዝመሳሰል ኣርዒምና ናብ ሰለስተ ዓመት ኣምጺእና፡ እቲ ናቱ ብቕዓት (ስታንዳርድ) ግን ከይጐደለ ተመሳሳሊ ትምህርቲ ይወሃብ እዩ። ናይዞም ሓሙሻይ ክፍሊ ብኸምዚ ኣብ ሰለስተ ዓመት ዝወድኡ ከኣ፡ ናብ ማእከላይ ደረጃ ሓሊፎም እቲ ስሩዕ ትምህርቲ ምስ ካልኦት መዛኑኦም ይመሃሩ እዮም። - እዚ ክፍሊ ዝሰርሖ ካልእ ንጥፈታትከ፧ ኣብ ርእሲ’ዚ፡ እዚ ክፍሊ ዝሰርሖ ስራሕ ናይ ሜድያ ስራሓት እዩ። ኣብ’ቲ ናይ ሜድያ ከኣ ረድዮ ባና ኣሎ። ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ከኣ፡ ምስ ሚ/ሪ ዜና ብምትሕብባር ናይ እንግሊዘኛ ፕሮግራም ተጀሚሩ ኣሎ። ናይ ቴለቪዥን ፕሮግራም’ውን ኣብ መደብ ኣሎ። ጋዜጣ ግን ድሮ ጀሚሩ ኣሎ። ስለ’ዚ እቲ ሜድያ ዝህቦ ኣገልግሎት፡ ትምህርታዊ ሜድያ እዩ። እዚ ከኣ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ። እቲ ቀንዲ እንጸቕጠሉ፡ ናይ ረድዮ ፕሮግራም እዩ። ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራ ዳርጋ ረድዮ ዘይሰምዕ ሰብ የብልናን። ረድዮ፡ ጓሳ ከይተረፈ ዝውንና ኣብ በረኻ ዝሰምዓ ንብረት እያ። ብመንገዲ ረድዮ ድማ፡ ናይ ጽሬት፡ ትምህርቲ፡ ክብርታት ንህዝቢ ክመሓላለፍ ዝግበኦ ተወሰኽቲ መደባት የካይድ። ነዚ ከነዕብዮ ከኣ ንሰርሕ ኣለና። እዘን ዝጠቐስኩወን እተን ዘለዋና ክፍልታት እየን። ከም’ቲ ዝበልኩኻ ክንዮ’ዚ ዝገለጽኩዎ ተወሰኽቲ ዝርዝራዊ ሓበሬታ ናይ’ተን ክፍልታት እንተ ደኣ ተደልዩ’ውን ክትርእይዎን ክትወስድዎን ትኽእሉ ኢኹም። ምናልባት ምስ’ዚ ዝተኣሳሰር እቲ ቀንዲ ንጥፈታት ናይ ሚ/ሪ ትምህርቲ እንታይ እዩ እንተ ደኣ ኢልና፡ ዋላ እዚ ዝጠቐስኩዎ ይኹን፡ ብዓቢኡ ግን ኣብ’ቲ ምምሃር ምስትምሃር ትምህርቲ ንኹሉ ምብጻሕ ዝበልናዮ ሰለስተ ዓይነት ዳታ ኣዳሊና ስለ ዘለና ንመረዳእታ ክውሰድ እውን ይከኣል እዩ። እዚ ማለት ካብ 1991 ክሳብ 2026 ዓመተ ትምህርቲ ናይ 35 ዓመታት ኣብ ሰለስተ ዳታ በብመቓን ናይ ዓመታት ግዜ ኣዳሊናዮ ኣለና። እዚ ዕብየት እዚ ከኣ፡ ከም ጋዜጠኛታት ክትርእይዎ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ’ዚ ዳሕረዋይ ዓሰርተ ዓመትከ እንታይ ስራሕ ኢና ሰርሒና እንተደኣ ኢልና፡ ናይ ብሓቂ ምስ’ቲ መንግስቲ ኣብ ትምህርቲ ዝገብሮ ወፍርታት ዓቢ ምዃኑ እዩ ዘርእየና። - ብኣብነት ከተሰንይልና ትኽእሊዶ ሚ/ር ሓሊማ፧ ከም ኣብነት ኣብያተ ትምህርቲ ናይ መዋእለ ህጻናት ኣብ 2014፡ 2015 ዓመተ ትምህርቲ ኣብ መላእ ሃገር 483 ነይረናና። ኣብ 1991፡ 1992 ግን ኣዝየን ውሑዳት ኣብያተ ትምህርቲ እየን ነይረን። እዚ ክሳብ’ዚ ዝሓለፈ ቀረባ እዋናት ቊጽሪ ናይ’ቲ ዕድል ዝረክብ ተመሃራይ መዋእለ ህጻናት ኣዝዩ ውሑድ እዩ ነይሩ። ሎሚ ኣብ 2024፡ 2025፡ 2026 ግን 1952 ናይ መዋእለ ህጻናት ኣብያተ ትምህርቲ ኣለዋና። እዚ ኣዝዩ ዓቢ ዝላ ዝገበርናሉ ጽላት እዩ፡ ብቐንዱ መንግስቲ ብዝወሰዶ ኣገዳሲ ዝጉምቲ እዩ። ምናልባት ሚ/ሪ ትምህርቲ ብቐጻሊ ክሓተሉ ጸኒሑ እዩ፡ እዚ ጽላት ናይ መዋእለ ህጻናት ኣብ ናይ ግሊ ኣብያተ ትምህርቲ እዩ ዳርጋ ተሓጺሩ ነይሩ። ኣብ’ቲ ናይ ግሊ ኣብያተ ትምህርቲ ከምህር ዝኽእል የምህር ነይሩ። ዝበዝሐ ተመሃራይ ሕብረተ-ሰብና ኣብ ናይ ግሊ ከምህር ዘይክእል ከኣ፡ እዚ ዕድል ናይ መዋእለ ህጻናት ከይረኸበ እዩ መባእታ ደረጃ ትምህርቲ ናይ ቀዳማይ ክፍሊ ዝጅምር ነይሩ። ነዚ ኵነታት’ዚ ብምርዳእ ዓሚ መንግስቲ ኣብ’ዚ ናይ መዋእለ ህጻናት ደረጃ ኣዝዩ ዓቢ ወፍሪ ገይሩ፡ ከባቢ 6000 ዝዀና መምህራን ደቂ ኣንስትዮ ሰልጢነን፡ ኣብ ዝበዝሓ ዓድታት ድማ እዚ ዕድል ናይ መዋእለ ህጻናት ክኽፈት ክኢሉ ማለት እዩ። ኣዚና ዓቢ ዝላ ኣመዝጊብናሉ ዘለና እዩ ክንብል ንኽእል። - ብዛዕባ ብቕዓተን ዝምልከት፧ ምናልባት ናይ ብቕዓት፡ ምምሃርን ካልእን ሕቶ ወይ ብድሆታት ኣብ ቀጻሊ ክንዘራረበሉ ኢና። ኣብ ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ እንተ ደኣ ርኢና ቅድሚ 10 ዓመት 955 ኣብያተ ትምህርቲ ነይረን። ኣብዚ ሕጂ እዋን ግን፡ 1097 በጺሐን ኣለዋ። ስለ’ዚ እቲ ዕብየት ምስ ግዜ እናበረኸ ይኸይድ ኣሎ ማለት እዩ። ኣብ ናይ ማእከላይ ደረጃ እንተ ደኣ ርኢና ድማ፡ 352 ኣብያተ ትምህርቲ ነይረን፡ ሕጂ 469 በጺሐን ኣለዋ። ኣብ 2ይ ደረጃ ድማ 104 ነይረን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ 132 ኣለዋ ማለት እዩ። ኣብ ኩለን፡ ኣብቲ ገስጋስ ናይ’ቲ ጽላት ዕብየት ኣርኢና ኣለና። ምናልባት ዕብየት ዘየርኣናሉ ጽላት ከምቲ ኣቐዲመ ዝጠቐስኩዎ፡ ክንጅምር እንከለና፡ 10 ኣብያተ ትምህርቲ ናይ ተክኒካል እየን ነይረናና። ገሊአን እናተዓጽዋ መጺአን። ኣብ 2014፡ 2015 ሸሞንተ ኣብያተ ትምህርቲ ነይረናና፡ ሕጂ ኣብ ንጡፍ ስራሕ ዘለዋ ከኣ፡ ሽዱሽተ ኣብያተ ትምህርቲ እየን። እዚ እንኰላይ ኣብ ሳዋ ዝተደኰነ ናይ ሃማሞስ ናይ ሞያ ትምህርቲ ማለት እዩ። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ተቛሪጹ ስለ ዘሎ ግን፡ ብኸምዚ ምኽንያት እዩ እቲ ቊጽሪ ናይዘን ቴክኒካል ኣብያተ ትምህርቲ ጐዲለን ዘለዋ። ስለ’ዚ ሓፈሻዊ ክንርእዮ እንከለና፡ ኣብዚ እንታይ እዩ እቲ ኣገዳሲ፡ እቲ ናይ ምጥፋእ መሃይምነት እዩ። ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት 906 ነቚጣታት ነይረናና፡ ኣብዚ እዋን ድማ፡ 412 ነቚጣታት ኣለዋና። ኣብዚ፡ እቲ ከጉድሎ ዝኸኣለ ረቛሒ እንታይ እዩ፧ ዝበዝሕ ህዝቢ መሃይምነት እናጥፍአ ስለ ዝኸደ እዩ። ከምቲ ኣቐዲመ ዝገለጽኩዎ ዕድላት እናረኸበ ይኸይድ ስለ ዘሎ እዩ። እዚ ብኣብያተ ትምህርቲ ደረጃ እዩ። ምስ ብዝሒ ናይ ተመሃሮ እንተ ደኣ ርኢና፡ ተመሳሳሊ ዕብየት ምስተን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ እዚ ዓሰርተ ዓመት ዝተመዝገበ እዩ። ቅድሚ 10 ዓመት ዝነበረ ቊጽሪ ተመሃራይ ምስ ናይ ሕጂ በጺሕዎ ዘሎ እንተ ደኣ ርኢናን ኣወዳዲርናን ዓቢ ፍልልይ እዩ ዘለዎ። ከም ኣብነት ኣብ ናይ መዋእለ ህጻናት፡ 42 ሽሕን 122 እዮም ዕድል ናይ ትምህርቲ ነይሩዎም። ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን ግን 100 ሽሕን 583 ተመሃሮ በጺሖም ኣለዉ። እዚ ምስቲ መንግስቲ ዝወሰዶ ስጉምታት ወፍሪ ኣብ ትምህርቲ ኣዝዩ ዕብየት ኣርእዩ ኣሎ። ኣብ መባእታ ደረጃ ብተመሳሳሊ እንተ ደኣ ርኢና፡ 361 ሽሕን 684 ቅድሚ 10 ዓመት ነይሩና። ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመት እንተ ደኣ ርኢና ከኣ፡ ናብ 440 ሽሕን 155 ክብ ኢሉ። ኣብ ማእከላይ ደረጃ እንተ ደኣ ከይድና እውን ከምኡ 147 ሽሕን 31 ነይሩ። ኣብ’ዚ ሕጂ ድማ፡ 196 ሽሕን 795 በጺሑ ማለት እዩ። ዋላ ኣብ 2ይ ደረጃ እቲ ቊጽሪ ናይ ተመሃሮ ኣጸቢቑ እዩ ዕብየት ኣርእዩ። ቅድሚ 10 ዓመት 97 ሽሕን 217 ነይሮምና። ሕጂ ዘለዉና 109 ሽሕን 158 እዮም። ኣብ ተክኒካል እንተርኢና ከምቲ ኣቐዲመ ዝጠቐስኩዎ፡ 3613 ተመሃሮ ነይሮምና። ሕጂ ክንርእዮ እንከለና ግን፡ 629 እዮም። ሕጂ እዚ ናይ ቲበት ዓውዲ ጐዲሉ ኣሎ፡ ምኽንያቱ እቲ ቊጽሪ ተጋኒኑ ዝመስል ዘሎ ምስ ምዕጻው ቤት ትምህርቲ ናይ ሃማሞስ እዩ ማለት እዩ። ብቑጽርን ብዝሒን መምህራን እንተ ደኣ ርኢናዮ እውን ተመሳሳሊ እዩ። ኣብ በበይኑ እዋን እቲ ቊጽሪ ክብ ኢሉ ኣሎ። ቅድሚ 10 ዓመት ብዝሒ መምህራን ኣብ መዋእለ ህጻናት 1456 እየን። መብዛሕተአን እዚአን ከማን ኣብ ናይ ግሊ ኣብያተ ትምህርቲ ዝሰርሓ ዝነበራ እየን። ኣብዚ ሕጂ እዋን እንተደኣ ርኢናዮ እቲ ቊጽሪ ናብ 5451 ክብ ኢሉ ኣሎ። ኣብ’ዚ ሕጂ እተን ዝበዝሓ ብደሞዝ ናይ መንግስቲ እናተኸፍላ ዝሰርሓ ዘለዋ መምህራን እየን። ኣብ መባእታ እንተ ኸይድና’ውን፡ ቅድሚ 10 ዓመት 8346 መምህራን ነይሮምና። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡ 12 ሽሕን 544 እዮም። ኣብ ማእከላይ ደረጃ ከምኡ 3563 መምህራን ነይሮምና። ኣብዚ ሕጂ ሰዓት ከኣ፡ 6401 በጺሑ ኣሎ። ኣብ 2ይ ደረጃ 2800 ነይሮም፡ ኣብ’ዚ ሕጂ ሰዓት ድማ 3813 በጺሖም ኣለዉ። ኣብ ናይ ተክኒክ መምህራን እንተ ደኣ ርኢና፡ 418 ዝነበሩ መምህራን፡ ሕጂ ቊጽሮም ናብ 245 ጐዲሉ ኣሎ። #Eritrea ይቕጽል....
Congratulations Team #Eritrea @Eritrea_UN . Well done.
#BREAKING UN General Assembly ELECTS following ECOSOC members for three-year terms from 1 Jan 27: 🇦🇴Angola 🇧🇴Bolivia 🇧🇷Brazil 🇪🇷Eritrea 🇫🇷France 🇩🇪Germany 🇬🇹Guatemala 🇬🇳Guinea 🇮🇪Ireland 🇲🇾Malaysia 🇲🇻Maldives 🇲🇦Morocco 🇲🇰North Macedonia 🇵🇹Portugal 🇰🇷Rep. of Korea 🇸🇳Senegal 🇬🇧UK
Support our fighter as he steps into the ring carrying not only his gloves, but the pride, sacrifice, and spirit of his people. Every champion needs a strong crowd behind him. Let’s stand together and show him real support on his journey to victory. 🥊🔥 #Eritrea #EritreaPrevails #NahomAnday 👇👇👇 tiktok.com/@nahom_anday?_…
🔥 New Music Video Out Now 🔥 "My Name is Nahom." 🥊🏆🇪🇷 From struggle to greatness - this is just the beginning. YOUTUBE 👇 youtube.com/watch?v=12EbhP… FOLLOW NAHOM IG. 👇 instagram.com/nahom_anday/ TIKTOK 👇 tiktok.com/@nahom_anday #NahomAnday #Eritrea #Eritreans
Thank you Alexander Isak ❤️🇪🇷 #ERITREA #EtitreaShinesA35
Highly recommended research based papers on Eritrean studies in different domains and disciplines Must read 👇🏽 volumes
The Proceedings (Volume 1 & 2) of the International Conference on Eritrean Studies (ICES 2025) that was convened in Asmara from 3-7 January 2025 are now available on Amazon at the link below... a.co/d/0itfRaxk #Amazon via @amazon
The Proceedings (Volume 1 & 2) of the International Conference on Eritrean Studies (ICES 2025) that was convened in Asmara from 3-7 January 2025 are now available on Amazon at the link below... a.co/d/0itfRaxk #Amazon via @amazon
@Sertseyonas @ProEritrea @reda_getachew 😂😂😂 ሎቅማጽ ወስከላ
#Eritrea@35 celebration in #Washington, #DC
We are proud to announce that Governor Bob Ferguson has officially issued a proclamation recognizing Eritrean Independence Day. The State Of Washington has issued a proclamation in recognition of our independence and community contributions. Thank you 🇪🇷💪🏾🇪🇷 #ERITREAShineAt35 #Our_Resilience_Our_Guarantee #ጽንዓትና_ዋሕስና #ERITREA
Residents of Asmara have poured, in their hundreds of thousands, on Liberation Avenue and Martyrs Street in celebration of #Eritrea's 35th Independence Anniversary for the last two nights in a row. The jubilation, the fervor and passion of patriotism, vibrant as ever! Both events broadcast live on Eri-Tv.
Eritrea: Happy Independence Day. Celebrating 35 years of Eritrean independence. Liberation has never come free, and it is never sustained without courage and sacrifice. The Eritrean people paid dearly to win their freedom, and they have continued to pay a heavy price for holding fast to what they believe in rather than yielding to powerful pressures. I honour the indomitable spirit and perseverance of the Eritrean people, and the sacrifices still being made. Your resilience inspires all who value true liberty. @NeaminZeleke @hornafricanguy @AmbStesfamariam @EritreanPress @hawelti @ShidaMedia
@AbiyuBerlie @PAfwerki @AmbStesfamariam @hawelti @itsEritrea @NeaminZeleke ክቡር ምጠን ነብሱ የክብረካ! Thanks dear @AbiyuBerlie
#Ethiopia #Eritrea @PAfwerki @AmbStesfamariam @hawelti @ShidaMedia @itsEritrea @NeaminZeleke Congrats!🎉🎈🎊to our Eritrean brothers & sisters on your 35th indep.anniversary!🇪🇹&🇪🇷shall live w/peace & stability forever for our 2 loving peoples, bound together by history & destiny!
Dear my Eritrean brothers and sisters: As you mark 35 years of independence, I wish to express my admiration for a people who chose the difficult path of sovereignty, dignity, and self reliance in a world where too many nations are conditioned to survive through dependency. Eritrea’s journey has not been easy, but your endurance and determination to write your own national script, on your own terms, remain one of the most powerful expressions of African national agency in the post Cold War era. In a continent too often pressured to surrender its voice, Eritrea has insisted on standing upright, carrying both the burdens and responsibilities of independence with resolve. That spirit of resilience, sacrifice, and belief in national dignity continues to inspire far beyond the Red Sea. Happy 35th Independence Day.
FikreJesus, PhD @FikreJesus
35K Followers 869 Following #Politics #Economy #Development #HumanRights #Trafficking #Health #Equality #Migration #Education #Africa #Eritrea #Ethiopia #Futbol #SDGs
Hadnet Keleta @hadnetkeleta
45K Followers 2K Following Work at the Embassy of #Eritrea in DC. Opinions are my own & retweets not endorsements.#EritreaPrevails
Jonathan 🇪🇷 @itsEritrea
50K Followers 304 Following Situation Analyses in Emergencies Preparedness and Response Board member of Nakfa Press
ⓉⓃ @tesfanews
43K Followers 1K Following Horn of Africa Political News, Views & Commentaries | Opinions are my own
Elias Amare ኤልያ... @EliasAmare
42K Followers 2K Following Writer/Journalist/Researcher/PeaceActivist—The struggle is long & difficult.Therefore, tell no lies, mask no difficulty & claim no easy victory. —Amilcar Cabral
HARMIL @EriPrism
16K Followers 149 Following #Eritrean. #Development. Policy Analysis. Horn of Africa. #RedSea. Global South
Sheabia ሻዕብያ ... @SheabiaForever
34K Followers 3K Following Community Organizer and Political activist! Defending Eritrea Isn't a choice. It is a duty and a must! 🇪🇷 #NoMore war in East Africa!
Sharron Yemane @Sharronyemane
21K Followers 1K Following
Proud 2b Eritrean @2bEritrean
19K Followers 1K Following Forever Shall I Remain Indebted To The Men & Women Who Sacrificed Their Lives For Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Micheal Hagos @መድ... @MichealHagos
9K Followers 888 Following A DP to the State of Eritrea to the Russian Federation. Eritrea First! @Unity Homes!
Neamin Zeleke @NeaminZeleke
253K Followers 9K Following Lifelong learner & passionate #SocialJustice #Sustainablity #Resilience #ClimateAction #EnergyTransition #SDGs #equity #justice #inclusion #PublicPolicy 🌍
Ghidewon Abay @Ghidewon
33K Followers 960 Following Born and raised in #Eritrea: an independent & self-reliant African nation that is working for social justice, dignity & prosperity of all its people.
𝐑𝐞𝐚𝐠𝐚�... @ReaganSimon1991
9K Followers 1K Following I Am Sorry If My Political Views Offended You, But The Future Of My Country Is Far More Important Than Your Feelings.🇪🇷❤🇪🇷
Seble Ephrem @SebleEphrem
12K Followers 658 Following I know for a fact #Eritrea 🇪🇷 is rising against all odds ⬆️
AnnGarrison @AnnGarrison
103K Followers 3K Following Journalist: Contributing Editor/Black Agenda Report, Grayzone contributor: https://t.co/mbhYvj9y1l, Pacifica Radio reporter/host
Berhane @EmbassyEritrea
33K Followers 2K Following Charge' d'Affaires - Representing #Eritrea 🇪🇷 in the #USA Opinions are my own, reposts not endorsement #EritreaPrevails #Partnership #SocialJustice #Africa
merkeb @merkeb90634556
14K Followers 9K Following 🇪🇷Love❤️Eritrea🇪🇷። 🇪🇷ዓደይ ክፈቱ ጉዳም🇪🇷!!! ኢሳይያስ ኣፍወርቂ፣ መቐረት ቃልስና!!!PIA
Mike ኤርትራዊ ... @EllamellaMg
9K Followers 2K Following #Eritrea my ❤ 🇪🇷 #GOE❤ #PFDJ Interested in the #HOA politics ✌harmony in our region 😍 #cycling🚴🏾♂️ #RedSeaCamels 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ✊🏾
Saba Asres @AsresSaba42029
68 Followers 93 Following
Melody Yemane @YemaneMelody
8 Followers 128 Following
Harena Halengay Shide... @HShidenay27211
9 Followers 166 Following
Nina Jones @awget1984
33 Followers 290 Following
Aniley Minalu @Aniley2123
59 Followers 761 Following
sss late to go @WelduBrhane2
2 Followers 150 Following
571 @monitoring517
0 Followers 85 Following
Nabra @Nabrana95
28 Followers 225 Following
Amanuel Haile @Amanuelamico
0 Followers 83 Following
Harmony @AAbdulnebi68953
10 Followers 336 Following
Betaddal @betaddal
0 Followers 59 Following
Gualmendefera Mendefe... @gualmendef98430
143 Followers 291 Following
Affordable Decor Idea... @DecorsRobinson
1K Followers 3K Following We post stunning decor images to inspire your creativity. Daily Amazon links with over 4.5 ⭐ ++
Loral Langemeier @ask_loral
488 Followers 1K Following Loral Langemeier is a money expert, sought-after speaker, entrepreneurial thought leader, mentor, and 5x Time New York Times Best-Selling author.
y.yohannes @yyohannes1
24 Followers 78 Following
Tesfamariam Kiros @Tesfittedro
0 Followers 100 Following
brhan @brhan9938669059
2 Followers 70 Following
about eritrea @AboutEritrea
15 Followers 180 Following
Philipos Tsehaye @philipts2001
29 Followers 160 Following
May Kelashin @JuntaGame
780 Followers 633 Following
Korokon Tahdai @GebreabYemane
34 Followers 87 Following
African @FuadOmer19
224 Followers 267 Following
ALEX @33Alex77
369 Followers 581 Following My country #Eritrea right or wrong I will stand with my country Eritrea. #Africa #USA #EU #AU #Red-sea #Asmara #assab #massawa #grmay #alexander #Isak #un
Commander👉👑 @WSuccesser31287
8 Followers 1K Following
Bereket A @Tsemdo91
20 Followers 162 Following
Ermias woldu yohannes @YohannesWo96323
3 Followers 283 Following
Anti Virus @assel459
33 Followers 742 Following
Eritreans for Pan Afr... @RedSeaLeft
6K Followers 2K Following Advocating for Eritrean prosperity rooted in Pan-African solidarity & regional integration. Pragmatic. Diaspora-driven. Future-focused.
Mussie Solomon @MussieSolomon13
448 Followers 1K Following
Kidane abraha @Kidaneabraha62
56 Followers 205 Following
Goitom Tesfai Gebresl... @GoitomGebresla2
19 Followers 247 Following
Mekonnen Tolossa @MekonnenTo6100
0 Followers 218 Following
Nezir Abdat @AbdatNezir81356
0 Followers 58 Following
Fitsum Tekles @TeklesFits47609
45 Followers 36 Following
RADYA HACEN🕊️ @hsn_es
10 Followers 81 Following Education is the most powerful weapon which you can use to change the world ኔልሰን ማንዴላ (YPFDJ💪🏼)
Gabriel haile @gabriel_ha41725
7 Followers 238 Following
Feven Tesfai @FevenTesfai
104 Followers 246 Following
Helen G/michael @helen_Eri91
170 Followers 369 Following
sye @sye49913267
112 Followers 207 Following እዛ ብደምን የዕጽምትን ሰማእታት ዝመጸት ሃገር🇪🇷♥️ ንዘልኣለም ተኸቢራ ክትነብር'ያ!!! 🇪🇷ነዛ ዘውዲ ዝትንክያ ወይልኡ🇪🇷
Abrham Teklesenbet @AbrhamTekl16204
5 Followers 468 Following
Haben Telecom @HabenTelecom
39 Followers 166 Following
ephrem wandimhagn @wandimhagn27605
331 Followers 7K Following
Gg F @GgF690029828085
1 Followers 77 Following
FikreJesus, PhD @FikreJesus
35K Followers 869 Following #Politics #Economy #Development #HumanRights #Trafficking #Health #Equality #Migration #Education #Africa #Eritrea #Ethiopia #Futbol #SDGs
Hadnet Keleta @hadnetkeleta
45K Followers 2K Following Work at the Embassy of #Eritrea in DC. Opinions are my own & retweets not endorsements.#EritreaPrevails
Amb. Sophia Tesfamari... @AmbStesfamariam
53K Followers 215 Following Permanent Representative of the State of Eritrea to the United Nations in New York
Amanuel Biedemariam @Amanbiede
31K Followers 850 Following
Jonathan 🇪🇷 @itsEritrea
50K Followers 304 Following Situation Analyses in Emergencies Preparedness and Response Board member of Nakfa Press
ⓉⓃ @tesfanews
43K Followers 1K Following Horn of Africa Political News, Views & Commentaries | Opinions are my own
Paulos Netabay @PNetabay
35K Followers 37 Following Eritrean Journalist based in Asmara, Eritrea. Opinions are my own & Re-tweets are not endorsement.
Elias Amare ኤልያ... @EliasAmare
42K Followers 2K Following Writer/Journalist/Researcher/PeaceActivist—The struggle is long & difficult.Therefore, tell no lies, mask no difficulty & claim no easy victory. —Amilcar Cabral
𝐍𝐚𝐭𝐢𝐨�... @NationalEr_Int
17K Followers 1K Following Centre for Policy & Strategic Studies - Since 2016,🏳 🇪🇷🇸🇴🇪🇹🇸🇩🇸🇸🇾🇪🇩🇯 🏳
Ambassador Estifanos @AmbassadorEstif
72K Followers 3K Following Ambassador of the State of Eritrea to Japan. I speak Japanese chotto, but mainly tweet in English. Some are followed by Japanese translation.
HARMIL @EriPrism
16K Followers 149 Following #Eritrean. #Development. Policy Analysis. Horn of Africa. #RedSea. Global South
hermela aregawi @HermelaTV
496K Followers 3K Following Independent Journalist. Fmrly @cbsla @aljazeera. Subscribe at https://t.co/F4rJHXvac4 🇪🇹🇺🇸 RTs not endorsements [email protected]
Sheabia ሻዕብያ ... @SheabiaForever
34K Followers 3K Following Community Organizer and Political activist! Defending Eritrea Isn't a choice. It is a duty and a must! 🇪🇷 #NoMore war in East Africa!
Sharron Yemane @Sharronyemane
21K Followers 1K Following
Proud 2b Eritrean @2bEritrean
19K Followers 1K Following Forever Shall I Remain Indebted To The Men & Women Who Sacrificed Their Lives For Eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Micheal Hagos @መድ... @MichealHagos
9K Followers 888 Following A DP to the State of Eritrea to the Russian Federation. Eritrea First! @Unity Homes!
Simon K Hagos @tewerwari_1
17K Followers 357 Following Investigative Journalist. Political analyst for the Horn & Western hemisphere. "ሃገረይ ወትሩ ኣብ ልበይ"
Noga Salomon @noga_salom17318
13 Followers 2 Following
Tony Sabio @tony_sabio
1K Followers 1K Following Candidate US House of Representatives VA 8th Congressional District. Proud Father, Husband, and Veteran ready to serve again.
Prime Minister of Isr... @IsraeliPM
1.5M Followers 141 Following The official account of the Office of the Prime Minister of Israel 🇮🇱
Lebassi @TecluLebassi
331 Followers 360 Following
Saba Gebregiorgis @Gauleritra
11K Followers 558 Following ኣቦይ ዝሃቡኒ ወርቂ መምበር, ወዲቓ ዘይትስበር, ኣይትመውት ኣይትቕበር, ግርማአ ዘይድፈር, ወትሩ እትሕፈር...#Eritrea
Amhara Mavericks @Amharaawakening
426 Followers 202 Following “Guilt is not just in what one does, but in what one allows to happen.” – Hannah Arendt
Moges Teshome @MogesTeshome10
7K Followers 339 Following Freed from shackles of parochialism. Only reason and love would convince me. Social media is not so social; take it easy. PhDing is not a joke😏
Meron Habte Essaias @MeronRebecca
1K Followers 48 Following Legal adviser @Eritrea_UN 🇪🇷🇺🇳 "መልክዕ ገረብ ቆጽሊ፣መልክዕ ሰብ ዓቕሊ”
Freta 🇪🇷💪�... @Fretata83
656 Followers 225 Following proud Eritrean 🇪🇷. Right or wrong I stand with my country. ህግደፍ 2 -
Abraham Gebremichael @YohannesSo41790
528 Followers 621 Following Abraham Gebremichael is an Eritrean artist, poet, and storyteller whose work bridges the personal and the national. Through evocative imagery and heartfelt vers
Michael Teclai 🇪�... @michael_teclai
2K Followers 149 Following Works at the Ministry of Information, Eritrean National Television.
The Voice Newspaper @TheVoiceNews
52K Followers 3K Following Britain's only Black national newspaper. News. Commentary. Lifestyle. Sport. Culture. #YourVoiceMatters
Hon Elvis Mugari @hon_mugari
11K Followers 9K Following Public Relations Expert | Political Campaigns Expert | Pan Africanist. Humanist | Governance | Free Thinker | Author | [email protected]
Salim Ali @Salim_Eritrea
291 Followers 426 Following please follow us on YouTube channel Garoon media. Facebook page,Salim Ismail Ali On TikTok,Garoon media
Eritrea in Canada @EritreaInCanada
936 Followers 146 Following Welcome to the official twitter page of the Consulate General of the State of Eritrea in Toronto, Canada.
Awet G Woldegebriel @AwetGW
890 Followers 150 Following Be a good person, but don’t waste your time proving it. Refugee Founder/Creative Director https://t.co/cm48iOpwFz 🖤 Supporter of all things @unicef
Winta/ዊንታ @Winta_eri
3K Followers 422 Following ኤርትራዊት/Proud Eritrean 🇪🇷❤️ #Eritrean “If war with Eritrea was difficult yesterday, it is impossible today!”
Thee Ancient Eritrean @AncientEritrea
196 Followers 293 Following The prehistory of Eritrea, dating as far back as 5000 BC, is rich and filled with complexity. The Ona Culture (ዑና)
Sonoy_Sono_Casa @EllaElla1422591
485 Followers 703 Following #MyCountryRightOrWrong Weltbürgerin Citizen of the World, with one Special Country in my ❤️ RT = Not Endorsement
Kulu Dhri Hager @KuluHager
663 Followers 1K Following
DECOLONIZE🦁AFRICA @DECOLONIZEAFRI1
627 Followers 1K Following PAN-AFRICAN LIBERATION FREE AFRICA, DECOLONIZE NOW!!!
Mohamed Hassan @Mohamed46410069
62 Followers 4 Following
JD Vance @JDVance
5.5M Followers 1K Following Christian, husband, dad. Vice President of the United States.
JAMBO @jambodoyo
2K Followers 2K Following George Washington declined an offer to become an Emperor. At the end of his 4 years term, he went back to his humble life as a farmer.
ER MEDIA @ERMedia91
3K Followers 86 Following #Eritrea focused - accurate information, insightful analysis, engaging conversations.
ZT @Shidenay
3K Followers 81 Following Dad, Engineer, interested in politics, management & Organizational behavior.
Expressen @Expressen
412K Followers 22K Following Officiellt konto från Expressen AB • Ansvarig utgivare är Klas Granström • Instagram: @Expressen
Dr. Chepkirui Basilio... @KeChepkirui
65K Followers 6K Following “It is us today. It will be you tomorrow.” HIM Haile Selassie I
China Railway Constru... @CRCCNews
140K Followers 209 Following As the most powerful and large-scale comprehensive construction company in the world, CRCC operates in over 130 countries and regions.
AfroAsia Institute fo... @AfroAsiaInst
4K Followers 0 Following A Pan-Africanist platform that amplifies African voices & African perspectives on issues relevant to Africa's interests & development. #TheOtherNarrative
Berhanu Nega @EthzemaLeader
153K Followers 1 Following የኢትዮጵያ ዜጎች ለማኅበራዊ ፍትህ (ኢዜማ) መሪ Leader @ETHZema
EWN Reporter @ewnreporter
791K Followers 925 Following Updates from the Eyewitness News team - always factual, sometimes funny, more often insightful.
Russian Embassy, SWE @RusEmbSwe
7K Followers 422 Following Официальный Твиттер Посольства России в Швеции / The official Twitter of the Russian Embassy in Sweden
Rafael Correa @MashiRafael
3.5M Followers 14 Following Envidio a los luchadores incansables. Yo me canso, pero sigo luchando.😉
DmtsiErtrawyan GBG �... @DmtsiErtrawyan
38 Followers 204 Following ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ ብሓልዮት ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ዮተቦሪ ዝምእከል ኮይኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍን ንኤርትራን ኤርትራውነትን ኣንጸባሪቑ ንኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎ ተኸታታሊ መደብና ኣብ ግምት ብምእታው ማሃርን ጠቓምን የመሓላልፍ።
Red Sea Roundtable @redsearoundtbl
329 Followers 160 Following 🎙️ Red Sea Roundtable | 🇪🇷 Insightful talks and news on history, culture, and politics in the Horn of Africa. #Eritrea #Geez #Culture 🌍

























