@Eritrea1952 I love it. We have the most under rated history I swear and I feel like some people know that and they want to make sure we never realize the real history
@Eritrea1952 እዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ጽሑፋት ገለ ካብ'ቲ ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ካብ ጥንቲ-ጥቅምቲ ጥቕሲ ብጥቕሲ ተጻሒፉ ዘሎ ስም #ኤርትራን_ባሕሪ_ኤርትራን ዝጠቅስ ጽሑፋት ዝተወስደ እዩ፡ ሰናይ ናይ ንባብ ግዜ፥ 👇👉[ ኦሪት ዘፀኣት 10 ]
@Eritrea1952 19 እግዚኣብሔር ድማ ህቦብላ ንፋስ ምዕራብ ኣምጽአ። ነቲ ኣንበጣ ገፊፉ ኸኣ ናብ ባሕሪ ኤርትራ ደርበዮ። ኣብ ኵላ ምድሪ ግብጺ ድማ ሓደ ኣንበጣ እኳ ኣይተረፈን።
@Eritrea1952 18 ኣምላኽ ግና ነቶም ሕዝቢ ብመገዲ ምድረ በዳ ኣቢሉ ንባሕሪ ኤርትራ ኣዞሮም። ደቂ እስራኤል ድማ ኻብ ምድሪ ግብጺ ንውግእ ተሰሊፎም ወፁ። [ ኦሪት ዘፀኣት 15 ] 4 ንሠረገላታት ንጉሥን ሠራዊቱን ናብ ባሕሪ ደርበዮም፥ እቶም ሕሩያት ሓለቓታቱ ኣብ
@Eritrea1952 ሓለቓታቱ ኣብ ባሕሪ ኤርትራ ጠሓሉ። [ ኦሪት ዘፀኣት 15 ] 22 ሙሴ ድማ ንእስራኤል ካብ ባሕሪ ኤርትራ መሪሑ ኣውፅኦም፥ ሹር ናብ ዝተባህለ ምድረ በዳ ኸኣ ኣተዉ። ማይ ኸይረኸቡ ድማ ሠለስተ መዓልቲ ብምድረ በዳ ተጓዕዙ። [ ኦሪት ዘፀኣት 23 ]